ፖስት ካርድ ካብ ልዕሊ 500 ምስላታትን ጥቕስታትን ብምምራጽ ክትሰርሕ ትኽእል
ፖስት ካርድ ካብቲ አዛ ኣፕ ዘዳለወቶ ገጻት ትሰርሕ
ፖስት ካርድ ካብ ናትካ ሰእልታት ናይ ሞባይልካ ትሰርሕ
ፖስት ካርድ ብቐጥታ ፎቶ ብምውሳድ ጥቕስታት ሓዊስካ ትሰርሕ
ዝሰራሕካዮ ፖስት ካርድ ኣብ ሞባይል ምስ ሰእልታት ትዕቕብ
ሕብሪን ግዝፊን ናይ ምስላታት ንፖስት ካርድ ከምዝሰማማዕ ጌርካ ተማሓይሽ
Eritrese en Ethiopische oude en moderne Tigrinya-gezegden en spreekwoorden. ምስላታት
De app bladert willekeurig door een verzameling van meer dan 500 Spreekwoorden en Gezegden. U kunt ook op Volgende klikken om naar het volgende spreekwoord te gaan.
አዛ ኣፕ አኩብ ናይ ትግርኛ ምስላታትን ጥቕስታትን ከምኡ ውን ብሂላትን ዝሓዘለት ኮይና ተጠቐምቲ ብቐሊል ክጥቐሙላን ክምሃሩላን ይኽአሉ።